ተዳሎ ፡ ሓወይ ፡ ተዳሎ (፫x) የሱስ ፡ ክምለስ’ዩ (፪x) ተዳለዊ ፡ ሓብተይ ፡ ተዳለዊ (፫x) የሱስ ፡ ክምለስ’ዩ (፪x) ከምተን ፡ ደናግል ፡ ከይትተርፍ (፫x) የሱስ ፡ ክምለስ’ዩ (፪x) ክምለስ’ዩ ፡ የሱስ ፡ ክምለስ’ዩ (፫x) የሱስ ፡ ክምለስ’ዩ (፪x)