፩) ሰንበት ፡ ኮይኑ ፡ ተሓጒሰ ናብ ፡ ቤት ፡ ኣምላኽ ፡ ክኸይድ ባህ ፡ ኢሉኒ’ውን ፡ ክውድስ ንኣብ ፡ ወልድ ፡ መንፈስ ፡ ቅዱስ ፪) ንዑ ፡ ምሳይ ፡ ናብ ፡ ቤት ፡ ኣምላኽ ኣብኡ’ሎ ፡ ሓጎስ ፡ ደስታ ዘበን ፡ ጸጋ ፡ ሓላፊ’ዩ ቀልጥፉ ፡ ኣይንዘንጋዕ