፩) ነፍሰይ ፡ ቆይማ’ላ ፡ ኣብ ፡ ቅድሜኻ ጽምኣታ ፡ ኣርዊ ፡ ብመንፈስካ ምልኣያ ፡ ብመንፍስ ፡ ቅዱስ ኣብ ፡ ዕዮታትካ ፡ ክትገግህ ፪) ዎ ፡ ኣምላኽ ፡ ንልምነካ ንዓ ፡ ባርኽ ፡ መጓሴኻ ንዘይመጹ ፡ ኣብ ፡ ደመቤኻ ንምብጽሖም ፡ ኣኽእል ፡ ኢኻ ፫) ንዚመጽእ ፡ መዓልትታትና መታን ፡ ከነኽብር ፡ ስምካ ብእምነት ፡ ብተስፋ ፡ ፍቕሪ ኣልብሰና ፡ ንዓ ፡ ሕጂ