፩) መዲበዩ’የ ፡ ክስዕብ ፡ መድሓነይ (፫x) ኣይምለስን ፡ ኣይምለስን ፪) እንተ ፡ ኽፍኤ’ኻ ፡ ክኽተሎ’የ (፫x) ኣይምለስን ፡ ኣይምለስን ፫) ዓለምካ ፡ ውሰድ ፡ ሃበኒ ፡ የሱስ (፫x) ኣይምለስን ፡ ኣይምለስን ፬) ዓለም ፡ ብድሕረይ ፡ መስቐል ፡ ብቕድመይ (፫x) ኣይምለስን ፡ ኣይምለስን ፭) ሳላ ፡ ደም ፡ ገንሸል ፡ ነጽሀ ፡ እየ (፫x) ኣይምለስን ፡ ኣይምለስን