፩) ከየባተኽካ ፡ ጸሊ ፡ ኣብ ፡ ግዜ ፡ ጸበባ ፍቕሪ ፡ ኣምላኽ ፡ ሓይሉ ፡ ናባኻ ፡ ኣድህቦ ፪) ከየባተኽካ ፡ ጸሊ ፡ ኣብ ፡ ግዜ ፡ ራዕድኻ ጸጋ ፡ ኣምላኽ ፡ ትብዓቱን ፡ ይህቦ ፡ ንዓኻ ፫) ከየባተኽካ ፡ ጸሊ ፡ ኣብ ፡ ግዜ ፡ ራዕድኻ ጸጋ ፡ ኣምላኽ ፡ ትብዓቱን ፡ ይህቦ ፡ ንዓኻ