የሱስ ፡ መድሓኒ (Yesus Medhani)

From WikiMezmur: Mezmur Lyrics
Revision as of 11:17, 21 September 2014 by Wikimezmur (talk | contribs) (አዲስ ገጽ ፈጠረ፦ « {{Classic |ርዕስ=የሱስ ፡ መድሓኒ |Title=Yesus Medhani |ቋንቋ=ትግርኛ |Language=Tigrinya |Lyrics=፩) ኢየሱስ ፡ መድሓኒ ፡...»)
(diff) ← Older revision | Latest revision (diff) | Newer revision → (diff)
Jump to navigation Jump to search

፩) ኢየሱስ ፡ መድሓኒ ፡ ሕያዋይ ፡ ጓሳ
ወትሩ ፡ ምርሓኒ ፡ ናብ ፡ ብጹእ ፡ ቤትካ
ምስ ፡ ተበጀኻየን ፡ መጓሴኻ
ኣብጽሓኒ ፡ ኣብ ፡ ብሩኽ ፡ ደምቤኻ

ተደጋሚ፦ የሱስ ፡ መድሓኒ ፡ ሕያዋይ ፡ ጓሳ
በትርን ፡ ምርኩስን ፡ ኩነኒ ፡ ኢኻ
ደገፉ ፡ ነፍሰይ ፡ ጽላል ፡ ሕይወተይ
ብዘይካኻሲ ፡ ካልእ ፡ ነይብለይ

፪) እንተ ፡ ቐጺዕካ ፡ እንተ ፡ ምኢድካ
ኣይተርሕ ፡ ቕኒ ፡ ካብ ፡ መጓሴኻ
እና ፡ ሰዕብኩ ፡ አሰር ፡ ኣሰርካ
ኣብጽሓኒ ፡ ናብ ፡ ብሩኽ ፡ ደምቤኻ

ተደጋሚ፦ የሱስ ፡ መድሓኒ ፡ ሕያዋይ ፡ ጓሳ
በትርን ፡ ምርኩስን ፡ ኩነኒ ፡ ኢኻ
ደገፉ ፡ ነፍሰይ ፡ ጽላል ፡ ሕይወተይ
ብዘይካኻሲ ፡ ካልእ ፡ ነይብለይ

፫) ዎ ፡ ዕውት ፡ ገንሼል ፡ ክሳዕ ፡ ትምለስ
ርድአኒ ፡ ብዓወት ፡ ክመላለስ
ኲሉ ፡ ሓደራ ፡ ዝሓደግካላይ
ክፍጽም ፡ ፀጋኻ ፡ ኣብዝሓለይ

ተደጋሚ፦ የሱስ ፡ መድሓኒ ፡ ሕያዋይ ፡ ጓሳ
በትርን ፡ ምርኩስን ፡ ኩነኒ ፡ ኢኻ
ደገፉ ፡ ነፍሰይ ፡ ጽላል ፡ ሕይወተይ
ብዘይካኻሲ ፡ ካልእ ፡ ነይብለይ