እወ ፡ ብርኽቲ ፡ መዓልቲ ፡ እያ (Ewe Berketi Mealti Eya)

From WikiMezmur: Mezmur Lyrics
Revision as of 06:28, 4 October 2014 by Wikimezmur (talk | contribs) (አዲስ ገጽ ፈጠረ፦ « {{Classic |ርዕስ=እወ ፡ ብርኽቲ ፡ መዓልቲ ፡ እያ |Title=Ewe Berketi Mealti Eya |ቋንቋ=ትግርኛ |Language=Tigrinya |Lyrics=፩)...»)
(diff) ← Older revision | Latest revision (diff) | Newer revision → (diff)
Jump to navigation Jump to search

፩) ንየሱስ ፡ ምስዓብ ፡ ዝመረጽኩላ
ካባኡ ፡ ሕድገት ፡ ዝረኽብኩላ
ልበይ ፡ ሓጐስ ፡ ዝጀርበበላ
ክንደይ ፡ ብርኽቲ ፡ መዓልቲ'ያ

ተደጋሚ፦ እወ ፡ ብርኽቲ ፡ መዓልቲ'ያ
ዝኽራ ፡ ግሩም ፡ ባዓልቲ ፡ ሞያ
ሕጉስ ፡ እየ ፡ ኣነ ፡ ሕጂ'ካ
አይጠዓስን ፡ ፈጥጺመ ፡ ብኣ

፪) ንየሱስ ፡ መስዋእተይ ፡ ዝሃብኩላ
ልበይ ፡ ከንጽህ ፡ ዝፈቐድኩላ
ማህደር ፡ መንፈሱ ፡ ዝኾንኩላ
ክንደይ ፡ ብርኽቲ ፡ መዓልት'ያ

ተደጋሚ፦ እወ ፡ ብርኽቲ ፡ መዓልቲ'ያ
ዝኽራ ፡ ግሩም ፡ ባዓልቲ ፡ ሞያ
ሕጉስ ፡ እየ ፡ ኣነ ፡ ሕጂ'ካ
አይጠዓስን ፡ ፈጥጺመ ፡ ብኣ

፫) ንኢየሱስ ፡ ገጽ ፡ ንገድ ፡ ዝርእየላ
ፈትናይው'ን ፡ ዝውገደላ
ኣኽሊል ፡ ዓወት ፡ ዝቕበለላ
ክንደይ ፡ ብርኽቲ ፡ መዓልቲ'ያ

ተደጋሚ፦ እወ ፡ ብርኽቲ ፡ መዓልቲ'ያ
ዝኽራ ፡ ግሩም ፡ ባዓልቲ ፡ ሞያ
ሕጉስ ፡ እየ ፡ ኣነ ፡ ሕጂ'ካ
አይጠዓስን ፡ ፈጥጺመ ፡ ብኣ