እመስግኖ (Emesgeno)

From WikiMezmur: Mezmur Lyrics
Revision as of 04:47, 5 October 2014 by Wikimezmur (talk | contribs) (አዲስ ገጽ ፈጠረ፦ « {{Classic |ርዕስ=እመስግኖ |Title=Emesgeno |ቋንቋ=ትግርኛ |Language=Tigrinya |Lyrics=፩) ቲ’ጽሩይ ፡ ዘንጽህ ፡ ምንጪ ፡...»)
(diff) ← Older revision | Latest revision (diff) | Newer revision → (diff)
Jump to navigation Jump to search

፩) ቲ’ጽሩይ ፡ ዘንጽህ ፡ ምንጪ ፡ ክፉት ፡ ምስ ፡ ርኣኽዎ
መንፈስ ፡ ቅዱስ ፡ ዓደመኒ ፡ ካብ ፡ ሓጥያት ፡ ከንጽሃኒ
 
ተደጋሚ፦ እመስግኖ ፡ እመስግኖ ፡ ክብሪ ፡ ነቲ ፡ ብሩኽ ፡ ገንሸል
ኩሉ ፡ ህዝቢ ፡ የመስግኖ ፡ ደሙ’ፍሲሱ’ዩ ፡ ንምንጻህና

፪) ኩሉ ፡ ባህገይ ፡ ምስ ፡ መደበይ ፡ ከም ፡ ጉሓፍ ፡ ቆጸርክዎ
ንየሱስ ፡ መታን ፡ ክስዕብ ፡ ንኹሉ ፡ ነጸግክዎ

ተደጋሚ፦ እመስግኖ ፡ እመስግኖ ፡ ክብሪ ፡ ነቲ ፡ ብሩኽ ፡ ገንሸል
ኩሉ ፡ ህዝቢ ፡ የመስግኖ ፡ ደሙ’ፍሲሱ’ዩ ፡ ንምንጻህና

፫) ክብሪ ፡ ይኹን ፡ ንስም ፡ የሱስ፡ ፡ ሕጉስ’የ ፡ ዘፍቀረኒ
ንኣበሳይ ፡ ደምሲሱለይ ፡ ልበይ’ውን ፡ ኣንጺሁለይ

ተደጋሚ፦ እመስግኖ ፡ እመስግኖ ፡ ክብሪ ፡ ነቲ ፡ ብሩኽ ፡ ገንሸል
ኩሉ ፡ ህዝቢ ፡ የመስግኖ ፡ ደሙ’ፍሲሱ’ዩ ፡ ንምንጻህና

፬) ክብሪ ፡ ይኹን ፡ ንኣቦና፡ ፡ ክብሪ’ውን ፡ ንየሱስና
ስግደት’ውን ፡ ንመንፈስ ፡ ቅዱስ ፡ ክብሪ ፡ ንስሉስ ፡ ኣምላኽ

ተደጋሚ፦ እመስግኖ ፡ እመስግኖ ፡ ክብሪ ፡ ነቲ ፡ ብሩኽ ፡ ገንሸል
ኩሉ ፡ ህዝቢ ፡ የመስግኖ ፡ ደሙ’ፍሲሱ’ዩ ፡ ንምንጻህና